ማሕበራዊ

በዓል ኣሽንዳ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ንምፅምባል ምድላዋትና ነፃፍፍ ኣለና- ተጋሩ ነበርቲ ኮሎራዶ

መግለፂ ባህሊ ፣ ክብርን መንነትን ተጋሩ ዝኮነ በዓል ኣሽንዳ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ንምብዓል ምድላዋት ይገብሩ ምህላዎም ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኮሎራዶ…

“ኩሎም ብሄራዊ ረብሓታት ትግራይ ብሰላማዊ መንገዲ ንምርግጋፅ ኩሉ ዓይነት ፃዕሪ ክግበር እዩ” ምክትል ፕረዝደንት ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ

ኩሎም ብሄራዊ ረብሓታት ትግራይ ብሰላማዊ መንገዲ ንምርግጋፅ ኩሉ ዓይነት ፃዕሪ ክግበር እዩ እንትንብል ብሰላማዊ መነገዲ እንተዘይተፈቲሑ ክብርን ልኡላውነትን ትግራይ ተደፊሩን…

ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረከበ ገንዘባዊ ሓገዝ ኣብ 14 ወረዳታት ትግራይ ኣብ 266 ኣብያተ ትምህርቲ 84 ትካላት ጥዕና 844 ትካላት ማይ ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ክስራሕ እዩ ።

ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረከበ ገንዘባዊ ሓገዝ ኣብ 14 ወረዳታት ትግራይ ኣብ 266 ኣብያተ ትምህርቲ 84 ትካላት…