መግለፂ ባህሊ ፣ ክብርን መንነትን ተጋሩ ዝኮነ በዓል ኣሽንዳ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ንምብዓል ምድላዋት ይገብሩ ምህላዎም ኣብ…

“ኩሎም ብሄራዊ ረብሓታት ትግራይ ብሰላማዊ መንገዲ ንምርግጋፅ ኩሉ ዓይነት ፃዕሪ ክግበር እዩ” ምክትል ፕረዝደንት ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ
ኩሎም ብሄራዊ ረብሓታት ትግራይ ብሰላማዊ መንገዲ ንምርግጋፅ ኩሉ ዓይነት ፃዕሪ ክግበር እዩ እንትንብል ብሰላማዊ መነገዲ እንተዘይተፈቲሑ…

ተጋሩ ኣትሌታት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ድሙቕ ዓወት ኣመዝጊበን።
ሎሚ ምሸት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ከተማ ሊቨን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ሃውትስ ዴ ፍራንስ ፓስ…