እዚ ዕለት ኣብ ታሪኽ – ሓየሎም እንትዝከር

ድምፂ ወያነ፡ 6 ለካቲት 2017ሓየሎም ኣርኣያ !!ሓዱሽ ናይ ገዛ ስሙ እዩ። ሓየሎም ኢላቶ ገሊ። ከም ስሙ…

ፀገማት ትግራይ ኣብ ምፍታሕ ዓቕሚ ኩሉ ትግራዋይ ካብ ምጥቃምን ምስታፍን ወፃኢ ክዕወት ከምዘይከኣል ተመላኺቱ።

ፀገማት ትግራይ ኣብ ምፍታሕ ዓቕሚ ኩሉ ትግራዋይ ካብ ምጥቃምን ምስታፍን ወፃኢ ክዕወት ከምዘይከኣል ተመላኺቱ። እዚ ዝተገለጸ…

ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረከበ ገንዘባዊ ሓገዝ ኣብ 14 ወረዳታት ትግራይ ኣብ 266 ኣብያተ ትምህርቲ 84 ትካላት ጥዕና 844 ትካላት ማይ ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ክስራሕ እዩ ።

ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረከበ ገንዘባዊ ሓገዝ ኣብ 14 ወረዳታት ትግራይ ኣብ 266 ኣብያተ ትምህርቲ 84 ትካላት…

ትእምትን ትካላቱን ካብ ዝኾነ ይኹን ፖለቲካዊ ኢድ ኣእታውነት ወፂአን ኣብ ሕውየትን ዳግመ-ህንፀትን ማእኸል ክገብራ

ትእምትን ትካላቱን ካብ ዝኾነ ይኹን ፖለቲካዊ ኢድ ኣእታውነት ወፂአን ኣብቲ ዝጀመርኦ ሕውየትን ዳግመ-ህንፀትን ማእኸል ገይረን ብምስራሕ…

ጉዕዞ ሂወት ታሪኽ ንጉሰ ነገስት ሃፀይ ዮሃንስ ራብዓይ ዝዕቀበሉ ቤተ መዘክር ንምህናፅ ዝዓለመ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።

ካብ ማይ ብሓ ክሳብ መተማ !!ጉዕዞ ሂወት ታሪኽ ንጉሰ ነገስት ሃፀይ ዮሃንስ ራብዓይ ዝዕቀበሉ ቤተ መዘክር…

WHO Comment

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ካብ ውድብ ጥዕና ዓለም ክትለቅቕ ምዃና ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ ውድብ ጥዕና ዓለም ርእይቶ ሂቡ።

ጀኔቫ – ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ካብቲ ውድብ ክትወጽእ መደብ ከምዘለዋ ምግላጹ የሕዝኖ። ዳይረክተር…

አብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሸውዓተ ሰባት ሂወቶም ሓሊፉ

አብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሸውዓተ ሰባት ሂወቶም እንትሓልፍ ፡ ካልኦት ሽዱሽተ ሰባት ድማ…

ዶናልድ ትራምፕ መበል 47 ፕረዚደንት አሜሪካ ኮይኖም ቃለ መሓላ ፈጺሞም

ዶናልድ ትራምፕ መበል 47 ፕረዚደንት አሜሪካ ኮይኖም ቃለ መሓላ ፈጺሞም። ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብቲ ስነስርዓት…

በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው

በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው ኣብ ድሮ እቲ በዓል ፡ ብክብሪ መናእሰይ ሊቃውንቲ : መራሕቲ ሃይማኖት፣…

በዓል ጥምቀት ኣብ ሰውሒ ንጉስ ከተማ መቐለ

በዓለ ጥምቀት ኣብ ሰውሒ ንጉስ ከተማ መቐለ   ክብረ በዓል ጥምቀት 2017 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ…