BLOG

“ኩሎም ብሄራዊ ረብሓታት ትግራይ ብሰላማዊ መንገዲ ንምርግጋፅ ኩሉ ዓይነት ፃዕሪ ክግበር እዩ” ምክትል ፕረዝደንት ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ
ኩሎም ብሄራዊ ረብሓታት ትግራይ ብሰላማዊ መንገዲ ንምርግጋፅ ኩሉ ዓይነት ፃዕሪ ክግበር እዩ እንትንብል ብሰላማዊ መነገዲ እንተዘይተፈቲሑ…

ዓለም ከድሕን ዝተግህ ዘሎ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም
ሃንዳሲ ጥዕና ዓለም ኣብ ትሕቲ ዝብል “መፅሄት ታይም” ንዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ሓደ ካብቶም ኣብ ዓለምና ኣብ…

እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ
ህዝቢ ትግራይ ህልውንኡን ብሄራዊ ረብሕኡን ንምርግጋፅ ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልሲ እናካየደ ምዃኑ ይፍለጥ። ቁልፊ ሕቶኡን ጠለቡን ‘ውን…

ፕረዚደንት ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ 40 ሚኢታዊ ግዝኣት ትግራይ ኣብ ትሕቲ ወረርቲ ሓይልታት እዩ ዘሎ ኢሎም
40 ሚኢታዊ ግዝኣት ትግራይ ኣብ ትሕቲ ወረርቲ ሓይልታት እዩ ዘሎ፤ ስለዚ ናይዚ መድረኽ ልኡኽና ቅድሚ ኹሉን…

ከተማ ዓድዋ ክብርታት በዓል ዓድዋ ንሰላም፤ ሓድነትን ብሩህ መፃኢ ትግራይን ብዝብል መሪሕ ቃል እናክበረት ትርከብ ።
ውግእ ዓድዋ ዝሐበረ ዝተወደበ ህዝቢ ሰዓራይ ምዃኑ ዘመላኸተ ንካልኦት ህዝብታት ኣንፃር ወፅዓን ፀረ ባዕዳዊ ወራርን ምስዓር…

ምረቓ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ሓወልቲ ዶ/ር ዘርኡ ገብረሊባኖስ
ምረቓ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሓወልቲ ዶክተር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ብፍልጠትን ክእለትን ዝተምሃረ ብቑዕ ዜጋ ንምፍራይ…